Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ጊምቢ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣብቶብስ ብሰንኪ ናህሪ ካብ መገዳ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ።

ብመሰረት እዚ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክሳብ ሐዚ ሸሞንተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሓላፊ መምርሒ ፖሊስ እቲ ክልል ኮማንደር በላቸው ቲኬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ ካልኦት 46 ተሳፈርቲ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ተሓቢሩ።

ብመላኩ ገድፍ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.