Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ወላይታ ብ2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ኣብ ዞባ ወላይታ ብ2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ኣጀሚሮም።

እቲ ፕሮጀክት ኣብ 13 ጣቢያታት ነዝነብሩ ለዕሊ 13 ሺሕ መራሕቲ ሰድራ ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ።

3 ሺሕን 400 ሄክተር መሬት ከምዘልምዕ ድማ ተሓቢሩ።

ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ቅድመ ሐዚ 80 ሄክታር መሬት ዝለምዐሉ ዝነበረ እንተኾን፥ እቲ ንእሽቶ ፕሮጀክት ንምዕባይ ኢዩ እቲ ሎሚ አመነ ኩርናዕ ናይ ምንባርን ህንፀቱ ናይ ምጅማርን መርሃ ግብሪ ከምዝተኻየደ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.