Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ገደብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ገደብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

እቲ ሓደጋ ሎሚ ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ከተማ ዲላ ናብ ገደብ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪክ ካብ ገደብ ናብ ዲላ ምስ እትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ህዝቢ መመላለሲት ኣውቶቡስ ብምልታማ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ኣብ ፖሊስ እቲ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ልዕሊ ካልኦት ተሳፈርቲ እውን ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.