Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ፖላንድ ዶብ ኣቋሪፆም ንክኣትዉ ከምዝተፈቐደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ፖላንድ ዶብ ኣቋሪፆም ንክኣትዉ ከምዝተፈቐደ ተገሊፁ።

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ከምዝበሎ፥ እቲ ፍቓድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፖላንድ ብምዝርራብ ኢዩ ተወሲኑ።

ስለዝኾነ ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተምሃሮ ብህፁፅ ናብ ፖላንድ ንክኣትዉን ናብ ኢትዮጵያ ነክጓዓዙን እቲ ኤምባሴ ኣተሓሳሲቡ።

እቶም ዜጋታት ፀገም ንከየጋጥሞም ይከታተል ከምዘሎ እወነ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.