Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ መዓድን ኢትዮጵያ ሃፍቲ መዓድና ብስፍሓት ንምፍላጥ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ መዓድን ኢትዮጵያ ሃፍቲ መዓድና ብስፍሓት ንምፍላጥ ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።

ኢንጂነር ታከለ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ መልእኽቲ፥ ድሕሪ መዓልቲታት ብብርኪ ዓለም ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ “Investing in African Mining ( INDABA )” ጉባኤ መዓድን ኢትዮጵያ ሃፍቲ መዓድና ብሰፊሕ ንምፍላጥ ምድላዋ ዛዚማ ኢያ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ልምዓትን ካፒታላይዜሽንን መዓድን ኣፍሪካ ዘድሃበ ብዓለም ለኸ ደረጃ ዝዓበየ ኮንፈረንስ ኢንቨስትመንት መዓድን ከምዝኾነ ይንገረሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.