Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዱባይ ዝነብር ኢትዮጵያዊ ተዓዋቲ ሎተሪ ሓደ ሚሊየን ዶላር ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባርነቱ ኣብ ዱባይ ዝኾነ ኢትዮጵያዊ ተኽሊት ተስፋዬ ኣብ ዱባይ ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ሎተሪ ሓደ ሚሊየን ዶላር ተዓዊቱ።

ምስ ተኽሊት ተስፋዬ ሓደ ህንዳዊ ብተመሳሳሊ ተዓዋቲ ሓደ ሚሊዮን ዶላር ዕፃ ምዃኑ ተገሊፁ።

ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ዱባይ ካብ ዝጅምር ከም ኣቆፃፅራ ኣሮፓውያን 1999 ጀሚሩ ኢትዮጵያውያን ተዓወትቲ እንትኾኑ እዚ ንካልኣይ ግዘ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ካብ ገንዘብ ተዓወትቲ ብተወሳኺ ሶስት ዕድለኛታት ሰለስተ ዘበናዊ ተሽከርከርቲ ተዓወትቲ እውን ይርከቡዎም።

ዱቲ ፍሪ ሎተሪ ዱባይ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ድሮ ሚሊኒየም ጀሚሩ ‘ሚሊኒየም ሚሊየነር’ ብዝብል ርእሲ ዝካየድ ናይ ሎተሪ ዕፃ እንትኸውን÷ ዋጋ ሓደ ዕፃ 1 ሺሕ ድርሃም (278 ዶላር) ኢዩ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.