Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዱከም በዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ክፍለ ከተማ ዱከም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡

እቲ ሓደጋ ሓንቲ ሲኖትራክ ተሽከርካሪት ምስ ክልተ ሚኒባሳትን ሓንቲ ላንድ ክሮዘር መኪናን ብምግጫዋ ዘጋጠመ ኢዩ፡፡

ብዘጋጠመ ሓደጋ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን ከተማ ቢሾፍቱ የመላኽት፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ 11 ሰባት ከቢድ ጉድኣት በፂሑዎም ኣብ ሆስፒታል ቢሾፍቱ ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.