Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረይን መከፋፈልን ኦክስጂን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረይን መከፋፈልን ኦክስጂን ተመሪቑ።

እቲ ፋብሪካ ብኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ የኣብስራ ዝተሃንፀ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ከድር ጁሃር፣ በዓል ዋና እቲ ኮምፕሌክስ ኣይተ የአብስራ በለጠን ኣባላት ካቢኒ እቲ ምምሕዳርን መሪቖም ከፊተምዎ።

መዓልታዊ 520 ሲሊንደር ኦክሲጂን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ እውን ተገሊፁ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.