Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኩባንያ ‘adizero’ ብዝብል ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።

ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ 14 ደቂቃ 37 ሰከንድ 2 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣትሌት መዲና ኢሳ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ ምዝዛማ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብ ተመሳሳሊ መርሃ ግብሪ ብደቂ ተባዕትዮ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ 12 ደቒቕ 53 ሴኮንድ ብምእታው ቀዳማ ወፂኡ፡፡

ኣትሌት ሰምበሬ ተፈሪ ኣብ ቦስተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትር ምስዓራ ይዝከር፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.