Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጅማ ብዘተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ትኛሊ ብዘተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣጋጢሙ

እቲ ባርዕ ኣብቀበሌ በቾ ቦሬ ሰዓት 2:20 ምሸት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ኣብ መንበሪ ኣባይቲን ግቢን ኣብ ልዕሊ ዝነበረ  ተሽከርካሪን  ባጃጃትን ጉድኣት ኣጋጢሙ።

እቲ ሓደጋ ድሕሪ ሓደ ሰዓት ፃንሒት ነበርቲ እቲ ከተማ፣ ጉጅለ ምክልዃል ባርዕ ሓዊን ሓይሊታት ፀፅታን በዝገበርዎ ፃዕሪ ኣብ ቁፅፅር ክምዝወዓለ ተገሊፁ።

ፖሊስ እታ ከተማ መበገሲ እቲ ባርዕ የፃሪ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ እቲ ባርዕ ኣብ ምክልኻል ፃዕሪ ንዝገበሩ ኣካላትን ነበርቲን አመስጊኑ።

ብሙክታር ጠሃ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.