Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ስደተኛታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅኑቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ መንግስቲ ጅቡቲ ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ብቖራፅነት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ኣምባሳደር ብርሃኑ÷ ኣብ ማእኸል መፅንሒ ስደተኛታት “ነጋድ” ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ከምዝጎብነዩ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ገሊፆም፡፡

ኣብ ኣተሓሕዛ ስደተኛታት ምስ ኣዛዚ እቲ ማእኸል ሌ/ኮሎኔል ኦማር ዩሱፍ ከምዝዘተዩ እውን ኣመልኪቶም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.