Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ከመዝሞቱ ተገሊፁ።

ካልኦት ልዕሊ 40 ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ተባሂሉ።

ሰብ መዚ እታ ሃገር ብምውካስ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ በዓል ኣብ በዓል 5 ደብሪ ህንፃ ኢዩ ኣጋጢሙ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.