Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኘበል 30 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም።

ብመሰረት እዚ መራሕቲ ኬንያ፣ ሴኔጋል ፣ ሩዋንዳ፣ ሞሮኮ፣ ማዳጋስካር፣ ኣልጄሪያ፣ ኮንጎ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ቻድ ፣ ጋና ቦትስዋና፣ ናይጄሪያ፣ ሶማሊያ፣ ሲሸልስን ብሩንዲን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ብተወሳኺ መራሕቲ ሌሴቶ፣ ኣንጎላ፣ ጋቦን፣ ጅቡቲ፣ ኒጀር፣ ኮንጎ ብራዛቪል፣ ፍልስጤምን ሴራሊዮንን ናብ ሃገሮም ምምላሶም ተገሊፁ።

እቶም ዝተረፉ ድማ ሎሚ ምሸት ናብ ሃገሮም ከምለሱ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.