Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ዳውሮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ዳውሮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።

ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኣርባዕተ ፓርቲታት ፖለቲካ እቲ ምርጫ ዴሞክራሲያዊን ፍትሓዊን ከምዝነበረ ተዛሪቦም።

ነበርቲ ብግደኦም፥ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት እቲ ውፅኢት ብፀጋ ንክቕበሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ብጌትነት ጃርሳ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.