Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ በዓል ሰሙን ትማሊ ምሸት ብዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን።

ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ ሶለስተ ነጥቢ ስኢና።

ቶተንሃም ሆትስፐርን ብራይተን ኤንድ ሆቭ ኣልቢዮን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብተወሳኺ ብራይተን 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።

ቅድም ክብል ኣብ ዝተኻየደ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ማንቼስተር ዩናይትድ፣ ሊቨርፑል፣ ቼልሲን ማንቼስተር ሲቲ ከምዘተዓወታ ይፍለጥ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.