Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ዘመዝገቦ ዓወት ክብረ ወሰን ዓለም ብምዃን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 15 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ዘመዝገቦ ዓወት ክብረ ወሰን ዓለም ብምዃን ፀዲቑ።

ኣብ ወርልድ ኣትሌቲክስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥  ኣትሌት ለሜቻ ነቲ ውድድር 7 ደቒቕ 23 ሰኮንድን ከ81 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው ቀዳማይ ኮይኑ ኢዩ ዛዚሙዎ።

ስለዚ ኣብ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ዘመዝገቦ ዓወት ክብረ ወሰን ዓለም ብምዃን ፀዲቑ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.