Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ።

ብ5 ሺሕን 10 ሺሕን ሜትራት ከምኡውን ብፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ዝወነነት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ከምእትሳተፍ ኣትሌቲክስ ዓለም ኣፍሊጡ።

እታ ኣትሌት ኣብ ዓመት 2021 ኣብ ዝገበረቶ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቫሌንሺያ ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ምዕዋታ ይፍለጥ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.