Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ንካልኣይ ግዘ ተዓዊታ።

እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 06 ደቒቓን 44 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ዛዚማቶ።

ኣትሌት ጎይተይቶም ገብረስላሴ ድማ  1 ሰዓት 06 ደቒቓን 45 ሴኮንድን ብምእታው ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ከምዝዛዘመት ካብ  ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.