Fana: At a Speed of Life!

ኣና ጎሜዝ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክስለፉ ምግባሩ ዘሕዝን ተግባር ከምዝኾነ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ንነዊሕ ዓመታት ብባልነት ዘገልገላ ኣና ጎሜዝ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክስለፉ ምግባሩ ዘሕዝን ተግባር ከምዝኾነ ገሊፀን።

እተን ነበር ኣባል ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፀን ክዝገለፀኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም፣ ዴሞክራሲን ሓቀኛ ልምዕታን ጋህዲ ንኽኸውን ዘለወን ትምኒት ገሊፀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.