Fana: At a Speed of Life!

ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ትሳተፍ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ኢትዮጵያ ሆቴል ተረኺበን ኣፋኒየን፡፡

ወይዘሮ ኣዳነች ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝገበረኦ መደረ፥ “ንስኻትኩም ልዕሊ ውፅኢት ባንዲራና ክብ ኢሉ ክውልብለብ ኢዩ፤ ሃገርና ብምፍላጥ ዓቢዪ ኣሰር ብምንባርኩም ክትምስገኑ ይግባእ” ኢለን፡፡

ሓበሬታ ኮሙዩኒኬሽን ኣዲስ ኣበባ ከምዘመላኽቶ፥ እቲ ጉጅለ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተኻየደ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ብምስታፍ ዕዉት ተሳትፎ ምግባሩ ይዝከር፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.