Fana: At a Speed of Life!

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም።

ጉተሬዝ ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ድሕሪ ክልተ መዓልቲታት ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዜለንስኪ ከምዝዛተዩ ተሓሩ።

ኣብ ዘተኦም ድማ እቲ ኲናት መዕለቢ ምግባር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምዘድህቡ ትፅቢት ኣሎ ክብል ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.