Fana: At a Speed of Life!

ኣካል ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ዝኾነ ስራሕቲ ፅሬትን ሓምለዋይ ልምዓት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ-ልምዓትን ብተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ ስራሕቲ ፅትን ሓምለዋይ ልምዓትን ኣጀሚሩ፡፡

ኣብቲ መጀመሪ ስነ ስርዓት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሚኒስትራት ከምኡ እውን ከንቲባታት ከተማታትን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

ብኣሸናፊ ሽብሩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.