Fana: At a Speed of Life!

ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣብ ከተማ ሰዶ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብ ከተማ ሰዶ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዑደት ገይረን።

ኣብ ዞባ ወላይታ ካልኣይ ዙር ምርጫ ህዝበ ውሳነ ካብ 12 ሰዓት ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ዞባ ኣብ ዘለዋ 12 ጊዚያዊ ማእኸላት ምትሕብባር 1 ሺሕን 812 ጣቢያታት ምርጫ ከምዝርከቡ ተገሊፁ።

እተን ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣብ ከተማ ሰዶ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዑደት ገይረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.