Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጂቡቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ዙር ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጂቡቲ ተጀሚሩ፡፡

ኣብ ጂቡቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ብወገን ኢትዮጵያ ብብርጋዲየር ጄኔራል ተሾመ ኣናጋው ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ብርጋዲየር ጄኔራል ተሾመ ኣናጋው ጎድና ጎድኒ እቲ ኣኼባ÷ ምስ ጂቡቲ መዘነኦም ብርጋዲየር ጄኔራል ጣሂር ዓሊ መሓመድ ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ዘቲዮም፡፡

እቲ ኣኼባ ፅባሕ ከምዝዛዘም ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.