Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ኮሚቴታት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ኮሚቴታት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ኣኼባ፥ ኣብቲ ዞባ ን ከባቢኡን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ዝግበር ምንቅስቓስ ፖሊስ ንምድንፋዕ ዕላማ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ፥ ኣባላት ኮሚቴ ፀረ ግብረ ራዕዲ፣ ሕጊ፣ ስርዓተ ፆታ፣ ሳይበርን ስልጠናን እቲ ሕብረት ይሳተፉ ኣለዉ፡፡

ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ 14 ኣባል ሃገራ ዘለወኦ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ናቲ እዋን አቦ መንበር ኢዮም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.