Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ምስ ዓበይቲ ዓዲ ተዛቲዮም።

እቶም ዓበይቲ ዓዲ ወራሪን ግብረ ራዕዲን ትህነግ ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ስራሕ ባንዳ ኮኒኖም።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዘሓለፉ 30 ዓማውቲ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ክልል ሶማሌን ዘብፀሖም ግፍዒታትን በደላትን ዝርስዑ ኣይኮኑን ምባሎም መራኸቢ ሓፋሽ ሶማሌ ፀብፂቡ።

ነቲ ግብረ ራዕዲ ንምውጋድን ህልውና ሃገር ንምኽባርን ኣብ ዝግበር ቃልሲ ህዝቢን ዓበይቲ ዓዲን እቲ ክልል ኣብ ጎኒ መንግስቲ ከምዝኾኑ እውን ገሊፆም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.