Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ መምሕዳር ክልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ድምፂ ሂቦም።

እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል እናተሳለጠ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ጣቢያ መረፃ ከተማ ደገሃቡር ተረኺቦም ኢዮም ድምፂ ሂቦም ዘለዉ።

ኣይተ ሙስጠፌ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ኣብዚ መረፃ ዝዕወት ኣካል ሓደራ ህዝቢ ዝሽከመሉ እዋን ከምዝኾነ ምግላፆም መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.