Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ሉኡኻት ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ከልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ላዕለዋይ ሉኡኻት ኣመራርሓ ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም።

ኣይተ ሙስጤፌ፥ ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

ኣባላት ፓርላማ ደቡብ ኮሪያን ሰብ መዚ ትካል ምግቢ ዓለመን፥ መነግስቲ እቲ ክልል ንተመዛበልቲ ዝገብሮ ገደፍ ህፁፅ ምግቢ ንኢዶም።

ነቶም ዜጋታት ኣብ ዝግበር ደገፍ ግደኦም ከምዝዋፅኡ ድማ ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.