Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሱልጣን ኣብዱሰላም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ንኣይተ ሱልጣን ኣብዱሰላም ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ሾይሙ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ኣሪፍ መሓመድ ኣዱስ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኮይኖም ተሸይሞም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.