Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣወል ኣርባን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ልምዓት ስርናይ ቆላ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረእሰ ምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕ ሄክታር መሬት እናለምዐ ኣብ ዝርከብ ልምዓት ስርናይ ቆላ ዑደት ገይሮም።

እቲ ዑደት ዝተገበረሉ ልምዓት ስርናይ ብሰብ ሃፍቲ፣ ሰበኽ ሳግምን ክፋል ሰበኽ ሳግምን ዝለምዐ እንትኸውን፥ ነዚ ድማ መንግስቲ ልዑል ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ፡፡

ከም ሃገር ብመሰረት ዝተትሓዘ ኣንፈት፤ ልምዓት ስርናይ ብስፍሓት ብምልማዕ ርዳእታ ስርናይ ክተርፍ ብምግባር ንባዕልኻ ካብ ምኽል ሓሊፉ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ብስፍሓት ስራሕ ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.