Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም፥ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ብሙሉኡ እንኳዕ ናብ በዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።

እቲ በዓል፥ ናይ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ሓድነትን ምክእኣልን ንክኸውን ሰናይ መልእኽቶም ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.