Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ምድብ ስራሕ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ምድብ ስራሕ ሂቦም።

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል ንኣሚኮ ከምዝበሎ፥ ብርጋዴር ጄኔራል ተፈራ ማሞ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ብምዃን ተመዲቦም።

ካልኦት ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ድማ ዝተፈላላያ ትካላት ፀፅታ ንክመርሑ ከምዝተመደቡ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.