Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኮይኖም እናገልገሉ ዝነበሩ ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም።

ኣይተ ከድር ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ድማ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኮይኖም ኣገልጊሎም።

እቶም ከንቲባ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብታ ከተማ ንዝዓሰለ ሰላምን ምርግጋእን ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ ኢዮም።

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.