Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን “ብፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ዓዲ” ዝመፅኡ ኣባላት ዳያስፖራ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን “ብፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ዓዲ” ዝመፅኡ ኣባላት ዳያስፖራ ተዛቲዮም።

ኣይተ ደመቀ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ዝመፅኡ ኣባላት ማሕበረሰብ  ዳያስፖራ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘተኮረ ከመዝነበረ ግዜኢ ገሊፁ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቅድም እንትበል ዒድ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ነኽብር ብምባል “ዓብዪ ሰላት ዒድ ኣብ ኢትዮጵያ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኢትዮጵያውያንን ትውልደ-ኢትዮጵያውያንን ከምኡውን ንፈተውቲ ኢትዮጵያ ፃውዒት ምቕራቦም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.