Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም።

ኣይተ ደመረ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ ሃገር ብምርኻብ ምዝታዮም ይዝከር።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብታ ሃገር ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ መስኮ ኣምሪሖም ኣለዉ።

ኣብ ሩሲያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ብምርኻብ ከምዝላዘቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.