Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም።

ኣይተ ደመቀ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዢን ጋንግ ብመሰረት ዝቐረበሎም እንግዶት እቲ ዑደት ይገብሩ ከምዘለዉ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ፃንሒቶም መስ ላዕለዎት ሓለፍቲ9 ስራሕ እታ ሃገር ከምዝዝትዩ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.