Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ ኣህመድ ቢን ኣህመድ ኣሊ ተዛቲዮም።

እቶም ሓለፍቲ ኣብ ኒውዮርክ ተራኺቦም ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ብዕምቆት ከምዝተዛተዩ ካብ ቤት ጽሕፈት ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.