Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ጆ ባይደን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝኾኑ ጃክ ሱሊቫን ተዛቲዮም።

ኣይተ ደመቀ ኣብ ክልል ትግራይ እናተመሓየሸ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ነቶም ኣማኻሪ ድሕንነት መብርሂ ከምዝሃቡዎም ገሊፆም፡፡

ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብዚ ሰሙን ዝተኻየደ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም እውን ተዛቲዮም ኢዮም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ምስ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ተተሓሒዙ ዘሎ ኩነታት ብሰላማዊ መገዲ መፍትሒ ከምዝረክብ ከምዘረጋገፁሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.