Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም።

በዚ ድማ፥ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ እስራኤል ማእኸላይ ምብራቕን ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ጎንፂታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ዘቲዮም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.