Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ተዛተዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ  ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ  ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ዶክተር ሼከሃር ሜሂታ ተዛተዮም። 

ሼክሃር ሜሂታ ትካሎም  ትምህርቲ ንምስፍሕጻሕ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምብቃዕ፣ ንደቂ ኣኒስቲዮ መሐለዊ ንፅህና ናውቲ ብተመጣጣኒ ዋጋ ንክቐርብ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ይሰርሕ ከምዘሎ ኣረዲኦም። 

ብተመሳሳሊ አብ ኣተሓላልዋ ጥዕና፣ ፖሊዮኘ ፍንጣጣን ንምጥፋእ ኣብ ዝተኻየደ ዘመቻ፣ ዝተፈላለዩ ክታበታት ንምብፃሕ ኣብ ዝተገበሩ ፃዕሪታት ትካሎም ተሳታፊ ከምዝነበረ ተዛሪቦም። 

ኣይተ ደመቀ ብግደኦም ክታበት ኮቪድ 19 ተበፃሒ ንምግባር ዐቲ ትካል ዝገብሮ ዘሎ ምንቅሳቓስ ኣመስጊኖም። 

መንግስቲ ትኹረት ኣብዝገብሎም ዓውዲታት ኣተኩይሩ ብምስርሑ ኣድላዪ ድጋፍ ከምዝግበረሉ ምግላፆም ካብ መኒስትር ጉዳያት ወፃአ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

 

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

 

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

 

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

 

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.