Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ብምኽንያት ሕልፈት ንግስቲ ኤልዛቤጥ ካልአይቲ ኣብ ዝተሰናደአ መግለፂ ሓዘን ክታም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብምኽንያት ሕልፈት ንግስቲ ኤልዛቤጥ ካልአይቲ ኣብ ዝተሰናደአ መግለፂ ሓዘን ክታም ኣንቢሮም።

ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓሙስ ላብዛ ዓለም ብሞት ምፍላየን ይዝከር፡፡

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ዝቕፅል 9 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፍፀም ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.