Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋዊያንን ሕሙማት^ ኣእምሮን መቄዶንያ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋዊያንን ሕሙማት^ ኣእምሮን መቄዶንያ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣይተ ደመቀ፥ ብብርኪ ዓለም ንመበል 33 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 32 ግዘ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣረጋዊያን ምኽኒያት ብምግባር ኢዮም እቲ ዑደት ምክያዶም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እቲ ዕለት “መሰል ኣረጋዊያን ምኽባር ትውልዲ ምሽጋር” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.