Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ተዛትዮም።

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝግበር ዘሎ ድርድር ዝርከበሉ ኩነታት ብዝምልከት ምዝታዮም ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ሩባ ኣባይ ተረባሕነት ህዝቢ እተን ሃገራት ብዘረጋግፅ መልክዑ ፍልፍል ምትሕብባር ክኸውን ኣለዎ ዝብል እምነት ከምዘለዎም ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.