Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቅርንጫፍ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ 10 ሺሕ ብር ደገፍ ብምግባር ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀንቢሮም።

እቲ ጎስጓስ ሰባት ፅርየቱ ኣብ ዝሓወ ቦታ ብምሻን ከባቢ ፅሩይ ናይ ምግባር ባህሊ ንክምዕብሉ ደረጀኦም ዝሓለዉ ሽቓቓት ንክስርሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ምግባሮም ይፍለጥ።

ብመሰረት እዚ በቲ ጎስጓስ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 216 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ ኣሎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.