Fana: At a Speed of Life!

ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብልምዓት ኮሪደርን መሊስካ ምልማዕን ዝተልዓሉ ነበርቲ ሓዱሽ ኣብ ዝኣተውዎ መንበሪ ኣባይቲ ናይ በዓል ኣስቤዛ ብምሓዝ ርእይናዮም ኢለን።

እቶም ነበርቲ ኣብ ዝተተከአሎም መንበሪ ኣባይቲ ማሕበራዊዝምድነኦም ሓሊዮም ከይተበታተኑ ተመሳሳሊ ናይ መንበሪ ከባቢን ብሎክን ከምዝተረኸባ ሓቢረን።

እቶም ነበርቲ ዝሓሸ ኣነባብራ፣ ዝተማልአ መንበሪ ኣባይቲ፣ ንፁህ መስተ ማይ፣ ቤት ትምህርቲ፣ ጣቢያ ጥዕና ከምኡውን ንቆልዑ መፃወቲ ዝኸውን ቦታታት ብምርካቦም ከምዝተሓጎሱ ተዛሪቦሙና ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.