Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ሕብረተሰብ ካብ ስርቂ ክሕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ሕብረተሰብ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምትሕብባር ካብ ስርቂን ዕንወትን ክሕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ኣብ ዘንፀላለዉሉ ፀገማትን ክውሰዱ ኣብ ዝግበኦም መፍትሒታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ፡፡

ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣይተ ሓሰን በርኦ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ፥ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ዝህቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝፍፀሞ ስርቂን ዕንወትን ንምክልኻል ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕ ክስራሕ ይግባእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.