Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ወለንታዊያን ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወለንታዊያን ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተጀሚሩ።

እቲ መርሃ ግብሪ “ወለንታዊነት ንዘላቒ ሓድነት” ዘበል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ምምሕዳር እቲ ከተማ ኣብ ቀፃሊ ክራማት ኣብ ዝስራሕ ስራሕቲ ወለንታውነት 570 ሺሕ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ንምግባር ዘኽአል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ገሊፁ።

እቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብመሰረት ዝሃብዎ ኣንፈት ሰብ ተኮር ተግባራት ብፍሉይ ኩነታት ንምምራሕ ብዘኽአል መገዲ ከምዝተዳለወ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.