Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ቆላሕታ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ኩለ መዳያዊ ርክብ ንምጥንኻር ቆላሕታ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ተዛሪቦም።

እቶም ኣፈጉባኤ ንምክትል ኣቦ መንበር ቀዋሚ ኮሚቴ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ህዝቢ ቻይና ሎሳንግ ጊልትሰንን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ምፍናው ገይረሙሎም።

ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ፥ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንካርን ኩለ መዳያዊ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ቆላሕታ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.