Fana: At a Speed of Life!

ኣፍረይቲ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ይዕዘቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንዝርከቡ ኣፍረይቲ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ይገብር ኣለዉ።

ዕድመ ዝተገበረሎም ሰብ ሃፍቲን ተወከልቲ ኩባኒያታትን ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቅሊንጦን ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ኣብ ውሽጢ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዘለዉ ኣፍረይቲ ዘፈራትን መሰረተ ልምዓታትን ከምኡ እውን ኣወሃህባ ኣገልግሎታትን ሓገዛትን ዝምልከት ገለፃ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.