Fana: At a Speed of Life!

”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ  ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ ጉዳይ ምሁራን ኣማራፂ ሓሳብ ንከቕርቡ እቲ ዩንቨርስቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ጉዳይ ወሰንን ማንነትን፣ ሕገ መንግስቲ፣ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ወዘተ በዝምልከት እቲ ዩንቨርስቲ ግድኡ ከምዝተዋፅአ ኣዘኻኺሮም።

ሕቶ ወደብ ሎሚ ዝተጀመረ ከምዘይኮነ ብምሕባር፥ ቅድም እንትብል ዝለዓል ዝነበረ ሕቶ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ብምስክር ስናፍቅ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.